I reside within the state of Victoria and hereby apply to be a Community Member of the Tigray Community Association in Victoria. (TCAIV)
ኣነ ኣብ ቪክቶሪያ ተቐማጣይ ዝኾንኹ ትግራዋይ (ፈታዊ ትግራዋይ) ኣባል ናይ ማሕበር ተጋሩ ኣብ ቪክቶሪያ ንክከዉን የመልክት ኣለኹ።
I support the objects of the TCAIV and agree to abide by the rules and terms of membership as outlined in the TCAIV Constitution.
ዕላማ ናይ ማሕበር ተጋሩ ኣብ ቪክቶሪያ ደጋፊ ብምኻን ሕግን ደንብን ማሕበር ተጋሩ ኣብ ቪክቶሪያ ንኸክብር ይስማማዕ።
I agree to pay any membership fee set by The Association (Currently $10)
ብማሕበር ተጋሩ ኣብ ቪክቶሪያ ዝተወሰነ ናይ ኣባልነት ክፍሊት ንክከፍል ይስማማዕ (ሐዚ ዘሎ ክፍሊት $10)