Loading Events

All Events

  • This event has passed.

ለካቲት 11

February 19, 2023 @ 3:00 pm

እንዃዕ ንመበል 48 ዓመት ዝኽሪ ለካቲት 11 ብሰላም ኣብጽሓኩም ኮሚኒቲ ትግራይ ኣብ ቪክቶሪያ ኣዉስትራልያ መበል 48 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዘብሰራት ለካቲት 11 ብዝደመቀ ንምብዓል ኣብ ምድላዉ ይርከብ።

ሓድነትና ምስጢር ህልዉና።

ታሪኽና ዛንታናን ንምሕላዉ መኸተና ኣትሪር ብምቅጻል፤

ሓዚዉን ከምቀደምና ኣብ ሓድ ነጽናዕ።

ብምባል ነዚ ክቡር ብዓልዚ ብሓንሳብ ኮና ብድምቀት ንምብዓል ኮሚኒቲ ትግራይ ኣብ ቪክቶሪያ ኣዉስትራልያ ንኩሉ ትግራዋይ ፈተዉቲ ትግራይ ብኽብሪ ይዕድም።

Details

Date: February 19, 2023
Time:
3:00 pm

Venue

30a Pickett street Footscray VIC 3011
30a Picket Street
Footscray, VIC 3011 Australia